https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6632
ናይ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንብረት ዝኮነት ዝተባላሸወት መኪና ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝተባላሸወት መኪና ብናይ መፅዓንን መራገፍን ፅዒኑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ክንረክብ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/07/2011ዓ/ም ክሳብ 11/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል፡፡