ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንትጫረቱ ንዕድም።
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 03:30 ጥዋት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ናይ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይድማ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ቲን ካርድ ዘለኩም ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዘለኩም

3 ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቫት ሰርተፈኬት ዘለኩም ናይ ወርሓዊ ድክሬሽን ዝሐለፈ ወርሒ ታሕሳስ መረዳእታ እተቅርቡ እትክእሉ ንሐደ ደኩሜንት ዘይመለሰ 30.00 ብር ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ኣጉላዕ ማይ አገልግሎት አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 05/07/2011 ዓ/ም እስካብ 24/07/2011 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒን ንበይኑ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ብምምላእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታዉ ይከኣል፡፡

4 ጨረታ ሳጥን ዝእሸገሉ ዕለት በቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 24/07/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተኣሺጉ በቲ ዕለት 3:30 ሰዓት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝከዉን 5000.00 ሽሕ ብር ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፡፡

6 ተጫረቲ ናይ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማ በዓል ዋና እንተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎምን፡፡

7 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫረቲ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ እንተዘኣሲሩ ዘትሓዞ ናይ መከበሮ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን፡፡

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0341-140004 / 0914-412211 / 0914348246

መመለስ
የጨረታ ምድብ