ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዶዘር ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ንደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 03:00 ጥዋት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/07/2011ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ