https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6568
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዶዘር ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ማሽነሪ ክራይ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/07/2011ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል፡፡