ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈትና ሰላም ትውልድ ኣድን ኤች ኣይቪ ፖዘቲቭስ ማሕበር ናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ 2018 ዓ.ም.ፈ ኦዲት ከመርምር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው እተማለኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 09:01 ከሰአት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ እና ቲን ሰርቲፊኬት ከቅርቡ ኣለዎም::

2 ናይ ሰነድ ጨረተኦም ዋጋ ብስምዒ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 04/02/2019 ዓ.ም.ፈ ቅድሚ ሰዓት እናመፁ ከቅርቡ ይክእሉ::

3 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 14/02/2019 ዓ.ም.ፈ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውዎ ይክፈት::

4 ብቁዕ ናይ ኦዲት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0974-514381/0914-750648 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ