https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6096
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈትና ሰላም ትውልድ ኣድን ኤች ኣይቪ ፖዘቲቭስ ማሕበር ናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ 2018 ዓ.ም.ፈ ኦዲት ከመርምር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው እተማለኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 09:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ እና ቲን ሰርቲፊኬት ከቅርቡ ኣለዎም::

2 ናይ ሰነድ ጨረተኦም ዋጋ ብስምዒ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 04/02/2019 ዓ.ም.ፈ ቅድሚ ሰዓት እናመፁ ከቅርቡ ይክእሉ::

3 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 14/02/2019 ዓ.ም.ፈ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውዎ ይክፈት::

4 ብቁዕ ናይ ኦዲት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0974-514381/0914-750648 ምድዋል ይከኣል