ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ብስክሌታ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ጥሪ 19, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:100000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 04:01 ጥዋት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘመን በቲ ዘርፊ ናይ ዘመን ዝተሓደሰን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ፤

3 ናይ ዘመን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነተ ሰርቲፊኬት ዘለኩም፤

4 ናይ እሴት ታክስ VAT ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ዓ/ም ድክላሬሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ተጫረቲ ንነብስወከፍ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ ንብ/ምም ሓበራዊ ህንፃ ዘለዉሉ ኣብ ሳልሳይ ደብሪ ቁፅሪ 171 ክሳብ 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል፤

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 100000.00 ሽሕ ቅርሺ ብ ሲፒኦ(CPO) ወይ ድማ ናይ ባንኪ ወሕስና ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይክእሉ፤

7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-411052 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል፤

መመለስ
የጨረታ ምድብ