ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ንመላእ ነበርቲ ንግዲ ማሕበረሰብ ክሸይጥ ይደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:10.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 04:00 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ.ሰዓት ናብ ኮ/ቴ/ሞ/ኣርኣያ ዘሪሁን ከቅርቡ ኣለዎም

2 እዚ ጨረታ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮ/ቴ/ሞ/ኣርኣያ ዘሪሁን ቢሮ ቁፅሪ 13 ይክፈት::

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ