ሆስፒታል ኲሓ ርሑስ ባህር ዛፍ ቆሪፅካ ምልዓልን ምሻጥን ዝተቆራረፀ ዝተቀመጠ ደረቅ ዕንፀይትን ክሸይጥ ብውሱን ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 04:30 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ጨረታ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 17/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ጨረታ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-420221/0305/0914-486195/008094 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ