ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ ዩኒቨርስቲ ዓዲሓቂ ግቢ ንዝርከቡ ሰልጠንቲ1- ፅሩይ ማይ ናብ መቐለ ዩኒቨርስቲ ዓዲሓቂ ግቢ ንዝርከቡ ሰልጠንቲ ዘቅርቡ እና 2- ናይ ደብርብርሃን ኮበርታ ዝሐፅቡ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ከሕፅብ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 10:10 ከሰአት
  • ስራሕቲ ማይ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ 06/05/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:10 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ