https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5798
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ ዩኒቨርስቲ ዓዲሓቂ ግቢ ንዝርከቡ ሰልጠንቲ1- ፅሩይ ማይ ናብ መቐለ ዩኒቨርስቲ ዓዲሓቂ ግቢ ንዝርከቡ ሰልጠንቲ ዘቅርቡ እና 2- ናይ ደብርብርሃን ኮበርታ ዝሐፅቡ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ከሕፅብ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 10:10 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ 06/05/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:10 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ምድዋል ይከኣል።