ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ንደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 04/05/2011ዓ/ም ሰዓት 04:00

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 04/05/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ