https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5752
ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ንደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 04/05/2011ዓ/ም ሰዓት 04:00

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 04/05/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።