ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣቑሑት፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ስፖርት ኣቅሑት፣ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት፣ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ።

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2011ዓ/ም፣ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: Tin /ቲን : ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ሕጋዊ ማሕተም አብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቕርብ::

2 ናይ ጥቅምቲ 2011ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል፣

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋ/ክ/ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00   በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ (ሲፒኦ) መሳርሒ ፅሕፈት 3000.00 ቅርሺ፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት 3000.00 ቅርሺ፣ ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት 3000.00 ቅርሺ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3000.00 ቅርሺ፣ ናይ ስፖርት ኣቅሑት 3000.00 ቅርሺ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት 3000.00ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

5 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 30/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 14/05/2011 ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 15/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ሰዓት አብቲ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት።

6 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8 ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነይኩን ፅሑፍ ምፅሐፍ ኣይፍቀድን።

9 ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ከቅርብ አለዎ።

10 እዚ ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎትን ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎትን ካብቲ ዝተመልአ ናይ ሕድሕድ ግልጋሎት ዋጋ ድምር ዝተሓተ ዋጋ ዝተመልአ ዝወስድ ምዃኑ፤

 ኣድራሻና- ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣድራሻና 05 ዒላላ 1 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሕልፍ ኢልካ ወይ ድማ ካብ ደምቦስኮ ንምዕራብ ምፅእ ኢልካ እንትከዉን መከለኪያ ዝነበሮዎ ፎቅ G+1 ቁፅሪ 11 ንርከብ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ 0344-417910 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s