ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ንነባር ትሕዝቶ መሬት ሽዃል መሳረሒ ኣገልግሎት ዝውዕል ቶታል ስቴሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 03:00 ጥዋት
  • ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/04/2011 ዓ/ም እቲ ሰነድ ምውሳድ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ 01/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-419263 ምድዋል ይከኣል፤

መመለስ
የጨረታ ምድብ