https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5721
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ንነባር ትሕዝቶ መሬት ሽዃል መሳረሒ ኣገልግሎት ዝውዕል ቶታል ስቴሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/04/2011 ዓ/ም እቲ ሰነድ ምውሳድ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ 01/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-419263 ምድዋል ይከኣል፤