ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ ፊልዲ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 10:30 ከሰአት
  • ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10:30 ኣብ ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብዎ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122ምድዋል ይከኣል።           

                                                                 

መመለስ
የጨረታ ምድብ