https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5678
ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ ፊልዲ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10:30 ኣብ ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብዎ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122ምድዋል ይከኣል።