ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ተዓፂዱ ዝተኾመረ ድርቋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸየጥ የደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:30 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 19/04/2011 ዓ/ም

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ጨረታ ዝኽፈተሉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ንግሆ ይኸውን።

3 ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

4 እቲ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ተጫረቲ ነቲ ሓፂን ብኣካል ብምርኣይ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ወጋ እትጫረትሉ ክተእትው ንሓትት።

መመለስ
የጨረታ ምድብ