https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5653
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ተዓፂዱ ዝተኾመረ ድርቋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸየጥ የደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 19/04/2011 ዓ/ም

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ጨረታ ዝኽፈተሉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ንግሆ ይኸውን።

3 ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

4 እቲ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ተጫረቲ ነቲ ሓፂን ብኣካል ብምርኣይ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ወጋ እትጫረትሉ ክተእትው ንሓትት።