ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ መለዋወጢ መኪና ኣቅሑት 105-MODEL ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ታሕሳስ 21, 2011 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ታሕሳስ 21, 2011 10:10 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ካብ ሰዓት 10:00 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:10 ንጉሆ እቲ ፕሮፎሮማ ይኽፈት።  

 ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ