https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5636
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ መለዋወጢ መኪና ኣቅሑት 105-MODEL ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 21, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ታሕሳስ 21, 2011 10:10 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ካብ ሰዓት 10:00 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:10 ንጉሆ እቲ ፕሮፎሮማ ይኽፈት።  

 ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።