ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃበት ትርከብ ሃይላክስ ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝትፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 09:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 10:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ 19/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 9:30 ኮይኑ ዕለት 19/04/2011 ድ/ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዎ ይኽፈት።

መመለስ
የጨረታ ምድብ