ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃበት ትርከብ ሃይላክስ ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝትፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 10:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ 19/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 9:30 ኮይኑ ዕለት 19/04/2011 ድ/ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዎ ይኽፈት።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ