ዋንነቱ ናይ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ዝኾነ ማእከል ኤግዜቪሽን መቐለ ብመንደቅ ንምሕፃር ኣቀዲሙ ፕላንን ቢልኦፍ ኳንቲቲን ክስርሐሉ ስለዝግባእ ነዚ ዝሰርሕ በዓል ሞያ ብፕሮፈፎርማ ኣወዳደሩ ከስርሕ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 10:59 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 11:00 ከሰአት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ቀበሌ 15 ጥቃ ከነማ ፋርማሲ ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምውሳድ ክሳብ 17/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ኣብቲ መምልኢ ዋጋ ብምምላእን ናይ ትካልኩም ማህተም ብምዕራፍን ብዝተኣሸገ ፖስታ ኣታዊ ንክትገብሩ ንሕብር።

ተወሳኺ ሓበሬታ  ብስ.ቁፅሪ 0344-410671/414473/416554 ፋክስ 0344-408914 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ