ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 02:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 03:00 ጥዋት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ 15/04/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-408737/0344-408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ