https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5515
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/

1 እዚ ፕሮፎርማ 15/04/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-408737/0344-408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።