ትካልና ፍረስውኣት ኢዱስትሪ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ተቐሚጦም ዘለው እዞም ዝስዕቡ ተረፈ ምህርታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ-
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 07:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 08:00 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

 ክትወዳደሩ እትደልዩ ኣካላት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/04/2011ዓ/ም ክሳብ 12/04/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 50.00 ብር እናኸፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ትወስዱ ትኽእሉ ምዃንኩም እናፍለጥና፤ እቲ ጨረታ ዕለት 12/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 7:30 ተዓፅዩ ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት። እዙይ ከምዙይ ኢሉ እናሃለወ አቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

1 ተቆሪፆም ዝደረቁ ባህርዛፋት                                            


               

2 ናይ ሓፃዊን ተረፈ ምህር                                                          3 ችፑድ 188*34 በዝሒ=3520

4 ችፑድ 122*56 በዝሒ=3520

ኣድራሻና- ፍረስውኣት ኢንዳስትሪ ክፍለ ከተማ ዓይደር ኣብ ጥቃ ማይ ሃፍቲ ወይ ሓዱሽ ነዳዲ መዐደሊን ውሽጢ እትው ኢልካ ኮይኑ ስ.ቁፅሪ 0914-727888 / 0914-130690 ደዊልኩም ተወሳኺ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል እዩ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ