https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5444
ትካልና ፍረስውኣት ኢዱስትሪ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ተቐሚጦም ዘለው እዞም ዝስዕቡ ተረፈ ምህርታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ-
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 07:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

 ክትወዳደሩ እትደልዩ ኣካላት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/04/2011ዓ/ም ክሳብ 12/04/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 50.00 ብር እናኸፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ትወስዱ ትኽእሉ ምዃንኩም እናፍለጥና፤ እቲ ጨረታ ዕለት 12/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 7:30 ተዓፅዩ ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት። እዙይ ከምዙይ ኢሉ እናሃለወ አቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

1 ተቆሪፆም ዝደረቁ ባህርዛፋት                                            


               

2 ናይ ሓፃዊን ተረፈ ምህር                                                          3 ችፑድ 188*34 በዝሒ=3520

4 ችፑድ 122*56 በዝሒ=3520

ኣድራሻና- ፍረስውኣት ኢንዳስትሪ ክፍለ ከተማ ዓይደር ኣብ ጥቃ ማይ ሃፍቲ ወይ ሓዱሽ ነዳዲ መዐደሊን ውሽጢ እትው ኢልካ ኮይኑ ስ.ቁፅሪ 0914-727888 / 0914-130690 ደዊልኩም ተወሳኺ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል እዩ።