ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2011 08:30 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን : መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ምስክር ወረቀትን : ናይ ቫት ሰርተፊኬት መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::

2 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዓ/ም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 08/02/2011 ዓ/ም እስካብ ዕለት 22/02/2011 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል

4 መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ናብ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ዝፍለጥ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000077223208 ኣታዊ ብምግባር ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ 23/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት8:30 ድሕሪ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት

6 ዝሰዓርዎ ንብረታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚን ካልኦት ወፃኢታትን ሸፊኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከቅርብ ዝኽእል

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-470556 / 0344-470506 / 0344-470279 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ