ቤትፅሕፈትናትልምንፋይናንስንከተማመቐለንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክልብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግስለዝደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 29, 2007 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 4, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • Print
  • Pdf

ን3 ግዜዝወፀግልፂጨረታምልክታ

ቤትፅሕፈትናትልምንፋይናንስንከተማመቐለንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክልብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግስለዝደሊሕጋዉያንነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
 

ስለዚእዚዝስዕብረቆሓታትእተማልኡተጫረቲንክትወዳደሩንዕድም::


1 ናይዘመኑግብሪዝኸፈሉ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰንግዲፍቃድቲን/TIN/  : መቅረባይ ሰርትፊኬት:  VAT ተመዝገብቲን ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ዲክልረሽን ዝቕርብ::

2   በዚመሰረትዝተዳለወስፐስፍኬሽንካብቤትፅሕፈትናከይዲስራሕዕዳጋፋይናንስን ንብረት ምም/ር  ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቁፅሪ ቢሮ 034 ካብ  21/09/2007 ዓ/ምጀሚሩብር 40.00  ብምክፋልጨረታሰነድምዉሳድይካአል::

3  ናይጨረታመኸበሪ 4000 ብር ከትሕዝዝኽእል  /ትኽእል::
4  ሰነድዝዕፀወሉዕለት04/ 10 /2007 ዓ/ምሰዓት   8:30 ናይድሕሪሰዓትተዓፅዩዕለት 04/10 /2007 ዓ/ምሰዓት  9:00ኣብቅድሚተጫረቲወይድማሕጋዊወኪላትአብዘለዉዎይኽፈት::

5   ተጫረቲናይጨረታሰነድብክልተፖስታሐደኦርጅናልንክልተኮፒዝተዓሸገፖስታ ክቅርብዝክእል::

6  ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእነተረኪቡብሙሉእይኹንብኸፋልናይምስራዝመሰሉ ዝተሓለወእዩ::

7  ኣድራሻናኣጋአዚኦፕረሽንህንፃድሕሪእንዳማርያምቤተክርስትያን ቤትፅሕፈትናትልምን ፋይናንስንከተማመቐለ ቀዳማይ ደብሪ እዩ::

8  ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቁፅሪ  0344406839/ 408501  ደዊልካመብርሂምሕታትትኽእሉ::

9  ናይጨረታመዕፀዉንመከፈትንበዓልእንተዊሉኣብዝቕፅልናይስራሕመዓልቲይኸዉን::

 

 

 

መመለስ
የጨረታ ምድብ