ምልክታግልፂጨረታ
ማእኸልሐወልቲ ሳማእታት ትግራይ ንመፃሕፍቲ መደርደሪ ዝከዉን ሸልፍን ኤክስኩቲቭ ኪንፈረንስ ቴብል ኦምፓርትድን : ንኮንስትራክሽን ኣቁሑት: ናይ ሙዝየም ዝተፈላለዩ ስታንድ ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ ስዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ክትጫረቱ ይዕድም
1 ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲፈቃድዘሐደሱ ቫትሬጅስተርድዝኮኑ: ናይወርሒ መጋቢት ሚያዝያ ዲክለር ዝገበርሉመረዳእታዘቕርቡ : ኣብመቕረባይነትዝተመዝገቡመረዳእታ ዘቅርቡ ናይግብሪ መኽፈሊቁፅሪ /TIN/ : ዘለዎምወይድማምምዝገቦምመረዳእታከቕርቡዝኽእሉ::
2 ጨረታመኽበሪ ቢድ ቦንድ ንምፃሕፈቲ መደርደሪ ዝከዉን ሸልፊ ን ኤክስኩቲቭ ኮንፈረንስ ቴብል ኦምፓርት : ንኮንስትራክሽን ኣቁሑት: ናይ ሙዝየም ዝተፈላለዩ ስታንድ ነኒ ሕድሕዶም ዓይነት ብር 5000 /ሓሙሽተሽሕብር / 3000 /ሰለስተ ሽሕብር / 2000 /ክልተሽሕብር / ብሽም ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዝተረጋገፀ CPO ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ምስ ጨረታ ሰነድ ዘእትዉ::
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዘይምለስ 30.00 (ሰላሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 54 ምውሳድ ይካአል::
4 ጨረታ ዝሰዓረ አብ ግዜ ዉዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 % ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝክእል::
5 ተጫረቲዝወሰድዎሰነድብጥንቃቐብዝተአሸገፖስታብምግባርኦርጅናልንኮፒንብክልተ ናይትካሎም ማህተምብምግባር ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ ፋይ/ንብ/ ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 51 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ አለዎም
7 እዚጨረታካብዕለት 21/ 9 /2007 ክሳብ 08 /10/ 2007 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብአየርይፀንሕ::
7 እቲጨረታዕለት 08/9 /2007 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩሰዓት 4:00 ተጫረቲወይሕጋዊወከልቶም ኣብዝተረክብሉቢሮቁፅሪ 51 ይኽፈት መቕረብቲ ብናይ እንተዘይተረኪቦም እቲ ቤት ፅ/ትጨረታ ፖስታ ንምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
8 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ዓይነት ንብረት ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን መጋዓዝያን ናብ ማእከል ሰማእታት ብዉዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ::
9እቲማእኸልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብኽፋልይኹንብሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::
10 ተወዳደርቲ እትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን
ንተወሳኪሓበሬታብስቁ 0344406392 ደዊልኩምምሕታትትኽእሉ
መመለስ