ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ኤለክትሪክ ኢትዮዽያ ሪጅን ሰሜን ኣብ ከተማ መቀለ ዘስርሖ ህንፃ አሉሚንየም በርን መስኮትን በጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 29, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 06:01 ከሰአት
  • ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ኤለክትሪክ ኢትዮዽያ ሪጅን ሰሜን ኣብ ከተማ መቀለ ዘስርሖ ህንፃ አሉሚንየም በርን መስኮትን በጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ዘሐደስኩምን ሰነድ ጨረታ ካብ 24 መጋቢት 2010 ዓም ጀሚሩ ንተከታተልቲ 15 መዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቀለ ጥቃ ህንፃ ኣግኣገዚ ካብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 16 ምዉሳድ ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ