https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4342
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ኤለክትሪክ ኢትዮዽያ ሪጅን ሰሜን ኣብ ከተማ መቀለ ዘስርሖ ህንፃ አሉሚንየም በርን መስኮትን በጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 06:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ኤለክትሪክ ኢትዮዽያ ሪጅን ሰሜን ኣብ ከተማ መቀለ ዘስርሖ ህንፃ አሉሚንየም በርን መስኮትን በጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ዘሐደስኩምን ሰነድ ጨረታ ካብ 24 መጋቢት 2010 ዓም ጀሚሩ ንተከታተልቲ 15 መዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቀለ ጥቃ ህንፃ ኣግኣገዚ ካብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 16 ምዉሳድ ይከኣል