ሓፋሸዊ ሆስፒታለ ሱሑል ን 2010 ዓም ናይ ሳልሳይ ርብዒ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብተወሳኪ ናይ ካልኣይ መንፈ ቅ ዓመት በጀት ፈርኒቸርን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎምን ንመድሓኒትን ናዉቲ ህክምናን ብተወሳኪ ናይ ዘፈር መረጋገፂ ብቅዓት ግልፅን ተነባብን ከቅርብ ዝክእል

4 ንመክበሪ ጨረታ ንመድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብጥረ ገንዝብ ወይ ብሲፒኦ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል ንንብረት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብሲፒኦ ክትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ሱሑል ክፍሊ ቁፅሪ 49 ደጋፊ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ ይከኣል

6 ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን ከምእዉን ኣብ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና ወይድማ ተጫራቲ ክህልዎ አለዎ

7 ጨረታ ክፍቲ ካይኑ ዝፀንሕ ካብ 18/7/2010 ዓ/ም ክሳብ 2/8/2010 ዓ/ም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 3/8/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ኣብ ሆስፒታል ስሁል መአከቢ ኣዳራሽ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ጨረታ ዝክፈተሉ ግዘ ጀሚሩ ን60 ተከታታልቲ መዓልቲታት ይከዉን

9 ሰዓራይ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ብቲ ዝወፀ ዝርዝር መረዳእታ መሰረት ናብ ሆስፒታል ስሑል ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ከረክብ አለዎ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344442566 ወይ 0910372653 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s