ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ፖሊስ ቃፍታ ወረዳ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5,000
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 03:30 ጥዋት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • Print
  • Pdf

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳቃፍታሑመራንብየት ፅሕፈት ፖሊስ ቃፍታ ወረዳ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክላት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ዕድጊትክፍፅምይደሊ

  1. ናይዚዘበንዝተሓደሰሕጋዊፍቃድንግዲዋናምስዘይምለስቅዳሕከቅርብዝክእል
  2. ናይግብሪከፋላይመለለዩቁፅሪዘለዎንመረዳእታዘቅርብን
  3. ናይተወሳኪእሴትታክስወይድማቫትተመዝጋቢዝኮነንመረዳእታዘቅርብን
  4. ናይወርሒመስከረም 2010 ዓምሒሳብዘፍለጠሉመረዳእታከቅርብዝክእል
  5. በቲዘፈር ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነትካርድከቅርብዝክእል
  6. ቅድሚጨረታምክፋቱመክበሪጨረታ 5000 ቅርሺብሲፒኦወይ ድማ ብጥረ ገንዝብከትሕዝዝክእል
  7. ሰነድጨረታካብቤት ፅሕፈትትልምንፋይናንስንከይዲስራሕ ዕደጋ ፋይናንስንምምሕዳርንብረትንቁፅሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድይከኣል
  8. ጨረታካብ 30 ታሕሳስ 2010 ዓምክሳብ 14 ጥሪ 2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕን
  9. እዚጨረታ 15 ጥሪ 2010 ዓምሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለትሰዓት 3:30 ይክፈት
  10. ተወዳደርቲኣብሕድሕድገፅናይጨረታሰነድናይትካሎምማህተምናይዝምልከቶአካልፊርማከምእዉን ብተጫራታይ ተመሊኦም ክቀርቡ ዝግብኦም ቅጥዕታት መሊኦም ከቅርቡ አለዎም
  11. ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ወይ ዘይሐወሰ ምካኑ መብሪሂ ክትህብሉ ይግባእ እንተዘይገሊፅኩም ዝቀረበ ዋጋ ምስተወሰኬ እሴት ታክስ ተገይሩ ይዉሰድ
  12. ናይዝግዛእአቅሓከም አድላይነቱክሳብ 20% ናይምዉሳክወይምቅናስመሰልአለና
  13. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ መዓልቲ 30 ተከታተልቲ መዓልቲ እዩ
  14. እቲቤትፅሕፈትዝሓሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

ንዝበለፀሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0344480183 ብምድዋልምሕታትይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ