ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዩጰያ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ንዝርከቡ ቤት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ አካል ፅሬት ሳሙና (GIV Soap) በዓል 75 ግራም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 28, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 04:00 ጥዋት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሒታት ዝተማልኡ ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 6ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት እቲ ናይ ጨረታ ዶክመንም ስፔስፊኬሽን ዝሐዘ ፎርሚን ዋጋ መምልኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ወሲድኩም ብስም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት አታዊ ንክትገብሩ ክንገልፅ ንፈቱ

1 በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎዋ

2 ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ዘሐደሰ

3 ናይ ከተማ ልምዓት ሓፂር ምዝገባ ዝገበረ

4 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

5 ናይ ጨረታ ዉሕስና 2 ሚእታዊ ከትሕዝ ዝክእል

6 ኣብ ሐደ ሰሙን ጊዜ ዉሽጢ እቲ ንብረት አታዊ ክገብር ዝክእል

7 ንመንግስቲ ዝግባእ 2 ሚእታዊ ዊዝሆልድንግ ታክስ ከምዝቁረፅ ሩዱእ ምግባር

8 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዓርቢ ዕለት ጥሪ 4/2010 ዓም ሰዓት 3:00 እንትከዉን እቲ ጨረታ ድማ ድሕሪ ሐደ ሰዓት ማለት እዉን ጥሪ 4/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ክፍል ከተማ ሐድነት ቀበሌ 18 ፊት ሸባ አካዳሚ ስቁ 0344409442/0344410810

መመለስ
የጨረታ ምድብ