ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 19, 2006 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ኮረም
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • ናገዛ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf
ምልክታ ጨረታ 03 /2006 ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ አቕሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 2 ናይ ህንፃ መሳርሒ 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግብአኩም ረቁሓ 1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም 2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፈልኩም ናይ 2006 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም 3 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተሐደሰ ዘለኩም 4 ናይ ቲን መረዳእታ ዘለኩም 5 መኽበሪ ጨረታ ንሕድሕዶም ብር ሰለስተ ሽሕ /3000/ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ 6 ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝሰዓርክምሉ ዕለት ጀሚሩ እብ ዉሽጢ ዓሰርተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ምቅራብ እትክእሉ 7 ናይ ቀረባ ወርሐዊ ሒሳብኩም ዘወራረድኩምሉ /ዲክለር ዝገበርክምሉ/ መረዳእታ ዘለኩም 8 ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ዒስራን ሐሙሽተን ብር/ 25.00/ ጥራሕ እናክፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 14/09/06 ዓ/ም እስካብ ዕለት 26/09/06 ዓ/ም ካብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ብምዉሳድን ብሸምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባርን ነዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ አታዊ ትገብሩ ትክእሉ 9 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዕለት 26/09/06 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ብዘለዉዎ ይክፈት 10 ናይ ዉዕሊ መኽበሪ ካበ ዘሸነፍክምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብሲፒኦ ክትሕዙ ይግባእ 11 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ መመለስ
የጨረታ ምድብ