ኣብ ቤት ዕዮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ መኮኒ ቤት ዕዮ ከተማ ልምዓትን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኮኒ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ዕዮ ብሎክ ህንፃ ንምስራሕ ኣብ ትግራይ ትርከቡ ቢሲ ጂሲ ብደረጃ 9ን ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ታሕሳስ 15, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 27, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:16000.00
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:150.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 27, 2010 06:00 ከሰአት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

ጨረታ መከበሪ 16000 ቅርሺ

ሰነድ ጨረታ 150 ቅርሺ

ጨረታ ዝዕጸወሉ ዕለት 27 ታሕሳስ 2010 ሰዓት 3:00

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27 ታሕሳስ 2010 ሰዓት 3:30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0346240181

መመለስ
የጨረታ ምድብ