ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮንስትራክሽን እታወታት ኣብ ኤሌክትሮ መካኒካል ዝሰርሑ ምስሰዓሩ ድማ ሳምፕል ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 1, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 7, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:20000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 7, 2010 06:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

መለክዒ

ኣንከር ቦልት Anchor Bolt Specification (mm)

DIA

QTY

16

1216 pcs

24

1536 pcs

Â

1 ቲን ናምበር ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ንግዲ ፍቃድን ዘቅርብ

2 እቲ ንብረት ብዝምልከቶ አካል ምስተረጋገፀ ተቀባልነት ይረከብ

3 ትካልና ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

4 ጨረታ ሰነድ ዝሸየጠሉ ካብ 28/2/2010 ዓም ኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117

5 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ቀዳም 7/3/2010 ዓም ሰዓት 8:00

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 7/3/2010 ዓም ሰዓት 8:30

7 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲÂ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይከፈት ብዘይ ምርካባም ካብ ምክፋት አይተአጎጎልን

9 ጨረታ ሰነድ ዝክፈተሉ ቢሮ ቁፅሪ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117

10 ተጫረቲÂ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 20,000.00 ብር /ዒስራ ሽሕ/

11 ጨረታ መዐደጊ ሰነድ 100 ብር

12 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግልÂ

ስልኪ ቁፅሪ 0914481666 /0342410233

መመለስ
የጨረታ ምድብ