2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ፈተነን ኣይሲቲን ዘገልግል ወንበርን ጠረጸዛን ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ፣ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ/ሰራሕቲ/ ዝኾንኩም ፣ ምዝገባ ቫት፣ ናይዚ ዘመን እዚ ግበሪ ዝኸፈልኩም ቲን ዘለኩም ነዞም ሰዒቦም ዘለዎ ፈርኒቸራት ክትወዳደሩ ትክእሉ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 9, 2006 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም መጋቢት 13, 2006 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • Print
  • Pdf
ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30/06/2006 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/07/2006 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/07/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቤት ትምህቲ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል መሰል ምስራዝ ኣለዎ። ዝርዝር ዝስርሑ ስራሕቲ ካብ ቤት ትምህርቲ ምምሕዳርን ፋይናንስ ብነፃ ክትወስዱ ትኽእሉ። መመለስ
የጨረታ ምድብ