ማእከል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2009 በጀት ዓመት ናይ መኪና መቀያየር ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 1, 2009 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 14, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 14, 2009 06:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ምድብ 1 ናይመኪናመለዋወጢኣቁሑት

  1. ሕጋዊንግዲፍቓድዘለኩምንኣብ 2009 ዓ/ም ዘሐደስኩም::
  2. እቲጨረታናይበዓልዋናሕጋዊማህተምንፊርማንክህልዎአለዎ::
  3. ተመዝገብቲተወሳኺእሴትታክስ / ቫት/Â ኮይኖምናይወርሒነሓሰአታዊዝገበረሉዋንኡምስሐደኮፐከቅርብዝክእል::
  4. ናይመቅርባይነትመለለይካርድዘለኩምንዘሐደስኩምን::
  5. ናይግብሪኸፋላይመለለይካርድ ( Tin)Â ዘለኩም::
  6. ንጨረታመኽበሪቢድቦንድንብር 3000 ከትሕዝዝክእልን
  7. ሰነድጨረታንሐደደኩመንትዘይምለስ 30 ብርብምክፋልካብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይከይዲስራሕ ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳርቢሮቁፅሪ 09ብምግዛእክትወስዱትክእሉ::
  8. ሰነድጨረታካብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይካብዝተለጠፈሉዕለትጀሚሩብምዉሳድናይመወዳደሪዋጋኩምብምምላእኩሎምዝተጠቐሱአድለይቲዶክሜንትኮፒንኦርጂናልንነንብይኑአብፖስታብምዕሻግአብልዕሊእቲሰነድጨረታንዝተዓሸገፖስታንናይበዓልዋናፊርማንብምፅሓፍአብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይዝተዳለወሳንዱቅጨረታንከትኣእትዉንንክትወዳደሩንእናተሓሳሰብና::
  9. ምልክታአብአየርዝፀንሐሉካብዕለት 30 /03/ 09 ዓ/ም ክሳብ 14/04/ 09 ዓ/ም::
  10. ሳንዱቅጨረታዝዕሸገሉ 14/04/09 ዓ/ምሰዓት4:00 ናይንጉሆ::
  11. ሳንዱቅጨረታዝኽፈተሉዕለት14/04/ 09 ዓ/ምሰዓት 4:30 ናይንጉሆ::
  12. እቲጨረታኣብቅድሚተጫረቲወይሕጋዊወኪሎምይካየድይኩንእምብርተጫረቲጨረታአብዝኽፈተሉጊዜእንተዘይተረኺቦምእቲጨረታካብምኽፋትኣይተአጎጎለን::
  13. ጨረታሰዓራይምስተፈለጠዉዕሊመክበሪካብጠቅላላዋጋ 10 ሚኢታዊብሽምማእከልምርምርሕረሻአበርገለCPO ዘትሕዝን ::
  14. ማእከልናዝሐሸመማረፂእነተረኪቡነቲጨረታብሙሉእወይብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ
  15. እቲቢሮካብቲዝተዘርዘረመጠንንብረትክሳብ20 ሚኢታዊናብምዉሳክንምቕናስንመሰልአለዎ::
  16. ንተወሳኺሓበሬታብቑፅርታትስልኪÂ 0348460086 / 0344460741 ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይብምድዋልይሕተቱ::
መመለስ
የጨረታ ምድብ