ማእከል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2009 በጀት ዓመት ናይ መኪና መቀያየር ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 1, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 14, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 14, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ምድብ 1 ናይመኪናመለዋወጢኣቁሑት
- ሕጋዊንግዲፍቓድዘለኩምንኣብ 2009 ዓ/ም ዘሐደስኩም::
- እቲጨረታናይበዓልዋናሕጋዊማህተምንፊርማንክህልዎአለዎ::
- ተመዝገብቲተወሳኺእሴትታክስ / ቫት/Â ኮይኖምናይወርሒነሓሰአታዊዝገበረሉዋንኡምስሐደኮፐከቅርብዝክእል::
- ናይመቅርባይነትመለለይካርድዘለኩምንዘሐደስኩምን::
- ናይግብሪኸፋላይመለለይካርድ ( Tin)Â ዘለኩም::
- ንጨረታመኽበሪቢድቦንድንብር 3000 ከትሕዝዝክእልን
- ሰነድጨረታንሐደደኩመንትዘይምለስ 30 ብርብምክፋልካብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይከይዲስራሕ ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳርቢሮቁፅሪ 09ብምግዛእክትወስዱትክእሉ::
- ሰነድጨረታካብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይካብዝተለጠፈሉዕለትጀሚሩብምዉሳድናይመወዳደሪዋጋኩምብምምላእኩሎምዝተጠቐሱአድለይቲዶክሜንትኮፒንኦርጂናልንነንብይኑአብፖስታብምዕሻግአብልዕሊእቲሰነድጨረታንዝተዓሸገፖስታንናይበዓልዋናፊርማንብምፅሓፍአብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይዝተዳለወሳንዱቅጨረታንከትኣእትዉንንክትወዳደሩንእናተሓሳሰብና::
- ምልክታአብአየርዝፀንሐሉካብዕለት 30 /03/ 09 ዓ/ም ክሳብ 14/04/ 09 ዓ/ም::
- ሳንዱቅጨረታዝዕሸገሉ 14/04/09 ዓ/ምሰዓት4:00 ናይንጉሆ::
- ሳንዱቅጨረታዝኽፈተሉዕለት14/04/ 09 ዓ/ምሰዓት 4:30 ናይንጉሆ::
- እቲጨረታኣብቅድሚተጫረቲወይሕጋዊወኪሎምይካየድይኩንእምብርተጫረቲጨረታአብዝኽፈተሉጊዜእንተዘይተረኺቦምእቲጨረታካብምኽፋትኣይተአጎጎለን::
- ጨረታሰዓራይምስተፈለጠዉዕሊመክበሪካብጠቅላላዋጋ 10 ሚኢታዊብሽምማእከልምርምርሕረሻአበርገለCPO ዘትሕዝን ::
- ማእከልናዝሐሸመማረፂእነተረኪቡነቲጨረታብሙሉእወይብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ
- እቲቢሮካብቲዝተዘርዘረመጠንንብረትክሳብ20 ሚኢታዊናብምዉሳክንምቕናስንመሰልአለዎ::
- ንተወሳኺሓበሬታብቑፅርታትስልኪÂ 0348460086 / 0344460741 ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይብምድዋልይሕተቱ::