እዞም ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉና መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ሕጋዊ መቅረባይነት ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝበሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ መስከረም 2009 ሒሳብ ዝከበርኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል አብ ናይ ሳይክል ዕድጊት ግን ቫት ዝተመዝገበን ዘይተመዝገበን ክወዳደር ይክእል
- መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ቅዳሕ ገይሩ ከትሕዝ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ካብ 5 ሕዳር 2009 ዓም ክሳብ 20 ሕዳር 2009 ዓም 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስለሰ ክዉስዱ ዝክእሉ
- ጨረታ 20 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ካብ ቤት ፅሕፈት ዝተዉሃበ ሰነድ ቢድቦንድ ነኪካ ምቅራብ አይካአልን
- መክበሪ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ንኤለክትሮኒከስ 4000 ቅርሺ ንናይ ስፖርት ፈርኒቸር ናይ ሓፂነ መፂን 7000 ቅርሺ ናይ ሞተር ሳይክል 4000 ቅርሺ ናይ ሳይክል 3000 ቅርሺ ናይ ተሽከርከርቲ ጎማታት መመላክዒ 4000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ከትሕዝ ዝክእል
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444916 ወይድማ 0344442866 ደዊልካ ምሕታት ይከኣልደዊልካ ምሕታት ይከኣል
መመለስ