ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ወረዳ ሑመራ ንግልጋሎት መሕረዲ ዝውዕል ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ብ ደረጃ 7 ን ልዕሊኡን BC ወይ GC ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:120000.00
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 06:00 ከሰአት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

ስለዚ ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ

1 ናይ 2008 ዓም ዝተደሓደሰ ንግዲ ትካላት ዝተዉሃቦም ብብርኪ ትከል ምስክር ወረቀት ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ስራሕ ፍቃድÂ ብኮንስትራከሽን ማለት ዉን ተኮናታራይነት ምዝገባ ካርድን ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርትፍኬት ቲን ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ዘቅርቡ

2 ንመክበሪ ጨረታ 120,000 ቅርሺÂ Â ካብዞም ዝስዕቡ ብሓዲኦም መልክዕ ዘቅርብ ብጥረገንዘብ ወይ ብናይ ብሔራዊ ባንክ ካብ ዝተፈለጡ ባንክታት ወይ ፋይናንሰዊ ትካላት ዝወሃብ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ፋይናንስዊ ትካላት ብዘረጋገፅዎ ክሬዲት ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ እቲ ፕሮጀክት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሮም ኣብ ዉሽጠ 195 መዓልቲ ናይ ካላንደር ማዓልትታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

4 ተጫረታ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራከሽን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 16 ጥቅምቲ 2009 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ 1 ዋና 2 ቅዳሕ: ናይ ጨረታ መከበሪን :ብቤት ፀሕፈት ልምዓት ደቀቅትን አናእሽተይን ዝተዉሃቦ ብብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት: ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት :ንግዲ ስራሕ ፍቃድን :ናይ ኮንስትራክሽን ተኮናታራይነት ምዝገባ ካርድን: ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርትፍኬት :ቲን :ምዝገባ ሰርትፍኬት ተወሳኪ ታክስ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ሰነዳት ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ምስዓሸጉÂ ኩሎም ፖስታታት ኣብ ካሊአ ዓብዮ ፖሰታ ብምዕሻግ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብዮ ፖሰት ብዝረአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 15 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ብአካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎ

እቲ ጨረታ 15 ሕዳር ሰዓት 3:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03444880Â /0344480020

መመለስ
የጨረታ ምድብ