ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፖርቲክልቦርድ ኣብ ወረዳ እንደሞከኒ ጣብያ ስምረት ግራ ግደይን ማይ ፀሎትን ኣብ ዘሎ ሳይታትና መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካተርፒላር ዝዓይነታ ክካረ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ከሰአት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

ስለዝኮነ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ናይ ዶዘር አካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይጨዉ ኣብ ዝርከብ ኩባንያባ ወይድማ መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊትለፊት አብ ዝርከብÂ ቤት ፅሕፍትናÂ ብምምፃእ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ምግዛእ ይከኣል

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ዝኮነ በዚ ዘርፊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን ዘሐደሱን ክኮኑ አለዎም ነዚ ንምርግጋፅ ኦርጂናልን ኮፒን መረዳእታ ከቅርቡ ዝከእሉ

2 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ንግዲ ምዝገባ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምበር ክህልዎም አለዎም

4 ተጫረቲ ብፖስታ ብዝተዓሸገ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ 10,000 ከትሕዙ አለዎም

5 ጨረታ ዝክፈተሉ መዓለቲ ዓርቢ ዕለት 20 /01 /2009 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ኣብ መቀለ ቤት ፅሕፈትና ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0347771259 ወይድማ 0912959846

መመለስ
የጨረታ ምድብ