https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2001
ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፖርቲክልቦርድ ኣብ ወረዳ እንደሞከኒ ጣብያ ስምረት ግራ ግደይን ማይ ፀሎትን ኣብ ዘሎ ሳይታትና መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካተርፒላር ዝዓይነታ ክካረ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ማሽነሪ ክራይ/

ስለዝኮነ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ናይ ዶዘር አካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይጨዉ ኣብ ዝርከብ ኩባንያባ ወይድማ መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊትለፊት አብ ዝርከብÂ ቤት ፅሕፍትናÂ ብምምፃእ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ምግዛእ ይከኣል

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ዝኮነ በዚ ዘርፊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን ዘሐደሱን ክኮኑ አለዎም ነዚ ንምርግጋፅ ኦርጂናልን ኮፒን መረዳእታ ከቅርቡ ዝከእሉ

2 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ንግዲ ምዝገባ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምበር ክህልዎም አለዎም

4 ተጫረቲ ብፖስታ ብዝተዓሸገ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ 10,000 ከትሕዙ አለዎም

5 ጨረታ ዝክፈተሉ መዓለቲ ዓርቢ ዕለት 20 /01 /2009 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ኣብ መቀለ ቤት ፅሕፈትና ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0347771259 ወይድማ 0912959846