1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ቲን ናምበር ክቕርብ ዝኽእል
2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ
3 ኣብ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ሕትመት: ስፖርት ዕጥቂ: ናይ መካይን ስፔር ፓርትን ጎማን : ህንፃ መሳርሒን እትጫረቱ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ኣብ ናይ ፅሬት አቁሑን ሞተር ሳይክል እፔርን ጎማን ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮንኩም ዉን ክትጫረቱ ምካንኩም ንሕብር
4 ንቫት ተመዝጋቢ ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ካብ ሓምለ ወርሒ አትሕዙ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል
5 መጠን መኽበሪ ጨረታ
ተቁ | ዓይነት ኣቁሑት | መጠን ገንዘብ |
1 | ፅሕፈት መሳርሒ | 6000 |
2 | ኤሌክትሮኒክስ | 6000 |
3 | ፅሬት ኣቁሑት | 2000 |
4 | ሕትመት | 3000 |
5 | ናይ ስፖርት ዕጥቂ | 3000 |
6 | ናይ መካይን እስፔርን ጎማን | 4000 |
7 | ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር | 2000 |
8 | ህንፃ መሳርሒ | 4000 |
Â
 ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል
6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለሰ ብር 30 ብምኽፋል ካብ ዕለት 20/12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ምልከታ ካብ ዝወፀአሉ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ምዉሳድ ይካኣል
7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 03/01/2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 % ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
10 ጨረታ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 ማዕልቲ ይኽዉን
11 ትራንስፖርት ባዕሉ ናብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ካምፅእ ዝኽእል
12 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347771234 ምሕታት ይካአልÂ
መመለስ