https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1892
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ፅሬት አቁሑት: ሕትመት: ስፖርት ዕጥቂ: ናይ መካይን ሞቶር ሳይክልን ስፔርፓርትን ጎማን ከምኡዉን ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 21, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 3, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 3, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ቲን ናምበር ክቕርብ ዝኽእል

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ

3 ኣብ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ሕትመት: ስፖርት ዕጥቂ: ናይ መካይን ስፔር ፓርትን ጎማን : ህንፃ መሳርሒን እትጫረቱ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ኣብ ናይ ፅሬት አቁሑን ሞተር ሳይክል እፔርን ጎማን ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮንኩም ዉን ክትጫረቱ ምካንኩም ንሕብር

4 ንቫት ተመዝጋቢ ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ካብ ሓምለ ወርሒ አትሕዙ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

5 መጠን መኽበሪ ጨረታ

ተቁ

ዓይነት ኣቁሑት

መጠን ገንዘብ

1

ፅሕፈት መሳርሒ

6000

2

ኤሌክትሮኒክስ

6000

3

ፅሬት ኣቁሑት

2000

4

ሕትመት

3000

5

ናይ ስፖርት ዕጥቂ

3000

6

ናይ መካይን እስፔርን ጎማን

4000

7

ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር

2000

8

ህንፃ መሳርሒ

4000

Â

 ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለሰ ብር 30 ብምኽፋል ካብ ዕለት 20/12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ምልከታ ካብ ዝወፀአሉ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 03/01/2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 % ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ጨረታ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 ማዕልቲ ይኽዉን

11 ትራንስፖርት ባዕሉ ናብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ካምፅእ ዝኽእል

12 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347771234 ምሕታት ይካአልÂ