1 ሕጋዊ ናይ በቢዘርፉ ኣቅርቦት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝከፈልኩምን
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ ካርድን ናይ ቫት ምስክ ወረቀት ዘለኩም ዝተሐደሱ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዘለኩምን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሰነ 2008 ዓም ዲክለሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ
3 ንናይ መኪና ፅገና ግልጋሎት እትጫረቱ ጋራዣት ደረጃ 4ተን ልዕሊኡን ክኸዉን አለዎ
4 ንሐደ ደከሜንት ዘይምለስ ብር 50 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ካይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይነናንስን ንብረት ምምሕዳር ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 12/12/2008 ዓም ክሳብ ዕለት 28/12/2008 ዓም ዋንኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨለፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 28 /12 /2008 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለወሉ ይክፈት ተዘይ ሃለዉ ዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረኸበ ፖስታ ብስረዓት ይክፈትን ይግምገምን
6 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ዝከዉን CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ
7 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እነተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑ ተቐባልነት ኣይህልዎን
8 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ ተጫረቲ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መክበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ይኸዉን
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344430083 ምሐታት ይከኣልÂ
መመለስ